መዝገበ-ዕለት ብዛዕባ ስድራ ኣልቦ ዝመጸ ስደተኛ ታረክ እዩ ዝገልጽ፥ ዘሓለፈ ዘሰንብድ ብሕልሚ ይሳቀ ብተወሳኺ ኣብ ኣዲ ዝተረፈት ኣዲኡን ብጥይት ዝተቀትለ ኣቡኡን ይናፍቅ፥ ታረክ ማዕልታዊ ቋንቋ ሽወደን ንኽማሃር ይኸይድ፥ ኾይኑውን ንቋንቋ ሽወደን ይጸልእ፥ ቋንቁኡ ኣይኮነን፥ ሓደ እዋን ኦሳ ትባሃል ሓዳሽ መምህር መዝገበ-ዕለት ሂባ በቢዕለቱ ንኽትጸሕፍ እንተድኣ ደሊኻ ብቋንቋኻ ብዓረብ ብዛ
እቲ ማዕልታዊ መዝገብ
ድረውሰን፣ ኣነሊ
Tigrinska